{"product_id":"ምስጢር-ቢልዮነራት","title":"ምስጢር ቢልዮነራት","description":"\u003cp\u003eሕቶ፡\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003e. . . ኣነ እናሃብተምኩ ዝኸደሉ፡ጥዕና እዞም ኣማኢት ዕሸላት ድማ እናተዳኸመ ዝኸደሉ ነገር ምዕዛብ ኣዝዩ ኣሕዘነኒ።እንታይ እየ ዝገብር ዘለኹ?ንህዝቢ እንታይ ጽቡቕ ነገር እየ ኣበርኪተ?ፍርያተይ'ከ እንታይ ጽቡቕ ነገር ተረኺብዎም?ፍርያተይ ነዛ ዓለም ንምንባራ ምችእቲ ኣብ ምግባራ ዝተጻወቶ ተራ ኣሎ'ዶ?ፋብሪካታተይ ኣብ መነባብሮ ሕብረተሰብ እንታይ ጽቡቕ ነገር ኣምጺኡ፡ነብሰይ ብሓደስቲ ሕቶታት ኣጨነቕክዋ።መልሲ ክኣ ክረኽበሎም ኣይከኣልኩን . . .\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eመልሲ፡\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eእዛ መጽሓፍ\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eምስጢር ቢልዮነራት\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eብ ዶናልድ ትራምፕን\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eሮበርት ኪዮሳኪን ተጻሒፋ\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eብ \u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eፍስሃ ፍጹምን\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eፍትሓዊ እስቲፋኖስን ዝተተርጎመት ብልጽቲ መጽሓፍ\u003c\/p\u003e","brand":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","offers":[{"title":"Default Title","offer_id":58655036014924,"sku":null,"price":18.0,"currency_code":"EUR","in_stock":true}],"thumbnail_url":"\/\/cdn.shopify.com\/s\/files\/1\/1084\/7345\/0828\/files\/Capture.png?v=1788300800","url":"https:\/\/snitbooks.com\/products\/%e1%88%9d%e1%88%b5%e1%8c%a2%e1%88%ad-%e1%89%a2%e1%88%8d%e1%8b%ae%e1%8a%90%e1%88%ab%e1%89%b5","provider":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","version":"1.0","type":"link"}