{"product_id":"ተበግሶ-ቅናትን-መንገድን-ቻይና","title":"ተበግሶ ቅናትን መንገድን ቻይና","description":"\u003cp\u003eብ መድሃኔ ሃይሉ\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eእዛ መጽሓፍ እዚኣ ነቲ ብ ቻይና ዝተበገሰ ተበግሶ ቅናትን መንገድን ትድህስስ እዋናዊት መጽሓፍ እያ።እዚ ተበግሶ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ኣብ ትሕተ ቅርጽን ልምዓትን ዘተኮሩ ተበግሶታት እቲ ዝዓበየ እዩ።ቢ.ኣር.ኣይ ኣብ ታሪኽ ዝተሰረተ ኮይኑ፡ካብቲ ኣብ ሓደ እዋን ን ቻይና ምስ ሃገራት ዩራስያ ዘተኣሳስር ዝነበረ ሰፊሕ መርበብ ባሕራውን ምድራውን መስመራት ንግዳውን ባህላውን ምልውዋጥ ዝሓዘ ታሪኻዊ መገዲ ስልክ ዝተደፋፍአ ተበግሶ እዩ።ኣብ 2013 ፕረዚደንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ መሬት ኣብ መሬት ዝተመስረተ \"ቁጠባዊ ቅናት መገዲ ስልክ\" ከምኡ'ውን ኣብ ባሕሪ ዝመደበሩ፡ \"መገዲ ስልክ ባሕራዊ ቅናት\" ናይ መበል 21 ክ\/ዘ ዝዓበየ ፕሮጀክት ኣብ ካዛኪስታንን ኢንዶነዥያን ዝገበሮ መንግስታዊ ዑደት ከም ዘበገሶ ንዓለም ኣፍሊጡ።እዛ መጽሓፍ ክሳብ ሕጂ ተተግቢሮም ዘለዉን ኣብ መስርሕ ዝርከቡን ፕሮጀክትታት ዝሓዘት ኮይና፡ ከምኡ'ውን ጽባቐን ሕጽረታትን፡ደረጃ ወፍርታት ቻይና ዘይዝረበሎም ሓቅታት ናይዚ ወፍሪ ዘጠቓለለት እያ።\u003c\/p\u003e","brand":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","offers":[{"title":"Default Title","offer_id":58633701425484,"sku":null,"price":19.99,"currency_code":"EUR","in_stock":true}],"thumbnail_url":"\/\/cdn.shopify.com\/s\/files\/1\/1084\/7345\/0828\/files\/501353553_2497793010568241_3709702262993578826_n.jpg?v=1788174589","url":"https:\/\/snitbooks.com\/products\/%e1%89%b0%e1%89%a0%e1%8c%8d%e1%88%b6-%e1%89%85%e1%8a%93%e1%89%b5%e1%8a%95-%e1%88%98%e1%8a%95%e1%8c%88%e1%8b%b5%e1%8a%95-%e1%89%bb%e1%8b%ad%e1%8a%93","provider":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","version":"1.0","type":"link"}