{"product_id":"ትልሚ-ውሽጣዊ-ጸጋ","title":"ጥበብ መሸጣ","description":"\u003cp\u003e\"ንጽባሕ ሎሚ ተዳሎ ስራሕ\"\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eትርጉም፡ ብመርሃዊ ዮውሃንስ\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eዕላማ እዛ መጽሓፍ ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝያዳ ብዝቐለለን ዝቐልጠፈን ኣገባብ መሸጣ ንምርካብ፡ቀጥታ ክትጥቀመሎም እትኽእል ዝተፈላለዩ ሓሳባት፡ስትራተጂታትን ንዓኻ ንምምሃር እዩ።\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eኣብ ዝስዕባ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ፡ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሓሰብካዮን ይከኣል'ዩ ትብሎ ዝነበርካን ንላዕሊ፡ኣብ ገዛእ ነብስኻን ኣብ ናይ መሸጣ ዓውዲ ሞያኻን ዝያዳ ኣድማዒ እናኾንካ ክትቅጽል ኢኻ።\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eእዛ መጽሓፍ ናይታ፡ The Psychology of Selling ዘርእስታ፡ ብደረጃ ዓለም ዓወት ዝረኸበት ኣስተምህሮይ፡ብ መጽሓፍ መልክዕ ዝተዳለወት እያ።እዛ መደብ ድሕሪ ምድላዋ፡ናብ ዓሰርተዉ ሽዱሽተ ቋንቋታት ተተርጒማን፡ኣብ ዕስራን ኣርባዕተን ሃገራት ከኣ ተገልግልን ኣላ።ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተራእያ እታ ኣዝያ ዝበለጸት ናይ መሸጣ ስልጠና መደብ'ያ።\u003c\/p\u003e","brand":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","offers":[{"title":"Default Title","offer_id":58633166848332,"sku":null,"price":18.99,"currency_code":"EUR","in_stock":true}],"thumbnail_url":"\/\/cdn.shopify.com\/s\/files\/1\/1084\/7345\/0828\/files\/482807397_1421225245703922_7094884957725241794_n.jpg?v=1788172910","url":"https:\/\/snitbooks.com\/products\/%e1%89%b5%e1%88%8d%e1%88%9a-%e1%8b%8d%e1%88%bd%e1%8c%a3%e1%8b%8a-%e1%8c%b8%e1%8c%8b","provider":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","version":"1.0","type":"link"}