{"product_id":"ዘዳግም","title":"ዘዳግም","description":"\u003cp\u003eኣብ ዓለም ታሪኽ ጥራይ ኣይኮነን ዝውረስ ሓሳብን ተሞክሮን`ውን ይውረስ እዩ።ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ኦሪት ዘዳግም ሙሴ ኣብ ናይ ስንብታ ዕድሚኡ ንኢያሱ መሪሕነትን ኪዳን ጥበብን ኣረኪቡ ህዝቡ መሪሑ ናብ ከንኣን ከእትዎም ዝሃቦ፡ኣብዛ መጽሓፈይ ኣቶ ኣብርሃም ኣብ ዕራርቦ ዕድሚኦም ን ሽደን፡ብዝሃቦ ሓሳብን ተሞኩሮን ጥበብን ተጠቂሙ ዳግማዊ ኢያሱ ክኸውን ስለ ዝተመነኹ፡ኣነ ክኣ ንመጽሓፈይ ዘዳግም ሰምየያ ኣለኹ።\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003e \u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003e\"ናብቲ ትደልዮ ንኸይትበጽሕ እቲ ዘይብልካ ጥራይ ኣይኮነን ዝኽልክለካ፡ነቲ ዘለካ ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ እንተዘይፈሊጥካ ግን . . . \"\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eካብ ደራሲ መጽሓፍ \"ዘዳግም\"\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eየማነ ይርጋኣለም\u003c\/p\u003e","brand":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","offers":[{"title":"Default Title","offer_id":58655110234444,"sku":null,"price":20.0,"currency_code":"EUR","in_stock":true}],"thumbnail_url":"\/\/cdn.shopify.com\/s\/files\/1\/1084\/7345\/0828\/files\/701623513_1770296834130093_5756518583567694522_n.jpg?v=1788302281","url":"https:\/\/snitbooks.com\/products\/%e1%8b%98%e1%8b%b3%e1%8c%8d%e1%88%9d","provider":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","version":"1.0","type":"link"}