{"product_id":"ደልሚ","title":"ደልሚ","description":"\u003cp\u003eብ መኮነን ጸሃየ፡\u003c\/p\u003e\n\u003cp\u003eስነ-ምግባር ናይ ነብስወከፍ ዜጋ ከም ድልድል መሳገሪ እዩ።መሐበሪ ኣንፈት ናብቲ ክትበጽሖ እትውጥኖ እዩ።ምኽንያቱ እኩባት ስነ ምግባራት እዮም ጎጆ ዝሃንጹ።ስለዚ ክኣ እያ መጽሓፍ ደልሚ ኣብ እምነት፡ጥበብ፡ፖለቲካ፡ማሕበራዊ ናብራ ኮታ ኣብ ኩሉ መዳያትና፡ስነ ምግባርን ምጽውዋርን ክህሉ ጸቒጣ እተደርሰት።ስነ ምግባር ናይ ሓልዮትን ፍቕርን ስራሕ እዩ።ንሓቅን ሓሶትን ፈልዩ ዘጉልሕ ሕልና እዩ።\u003c\/p\u003e","brand":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","offers":[{"title":"Default Title","offer_id":58633503572300,"sku":"10","price":16.99,"currency_code":"EUR","in_stock":true}],"thumbnail_url":"\/\/cdn.shopify.com\/s\/files\/1\/1084\/7345\/0828\/files\/480241153_1402836767542770_4207056242497821195_n.jpg?v=1788174136","url":"https:\/\/snitbooks.com\/products\/%e1%8b%b0%e1%88%8d%e1%88%9a","provider":"Snit Books - ስኒት ቡክስ","version":"1.0","type":"link"}