Skip to product information
ምስጢር ቢልዮነራት
€18,00
ሕቶ፡
. . . ኣነ እናሃብተምኩ ዝኸደሉ፡ጥዕና እዞም ኣማኢት ዕሸላት ድማ እናተዳኸመ ዝኸደሉ ነገር ምዕዛብ ኣዝዩ ኣሕዘነኒ።እንታይ እየ ዝገብር ዘለኹ?ንህዝቢ እንታይ ጽቡቕ ነገር እየ ኣበርኪተ?ፍርያተይ'ከ እንታይ ጽቡቕ ነገር ተረኺብዎም?ፍርያተይ ነዛ ዓለም ንምንባራ ምችእቲ ኣብ ምግባራ ዝተጻወቶ ተራ ኣሎ'ዶ?ፋብሪካታተይ ኣብ መነባብሮ ሕብረተሰብ እንታይ ጽቡቕ ነገር ኣምጺኡ፡ነብሰይ ብሓደስቲ ሕቶታት ኣጨነቕክዋ።መልሲ ክኣ ክረኽበሎም ኣይከኣልኩን . . .
መልሲ፡
እዛ መጽሓፍ
ምስጢር ቢልዮነራት
ብ ዶናልድ ትራምፕን
ሮበርት ኪዮሳኪን ተጻሒፋ
ብ
ፍስሃ ፍጹምን
ፍትሓዊ እስቲፋኖስን ዝተተርጎመት ብልጽቲ መጽሓፍ