ጥበብ መሸጣ

ጥበብ መሸጣ

€18,99
Skip to product information
ጥበብ መሸጣ

ጥበብ መሸጣ

€18,99

"ንጽባሕ ሎሚ ተዳሎ ስራሕ"

ትርጉም፡ ብመርሃዊ ዮውሃንስ

ዕላማ እዛ መጽሓፍ ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝያዳ ብዝቐለለን ዝቐልጠፈን ኣገባብ መሸጣ ንምርካብ፡ቀጥታ ክትጥቀመሎም እትኽእል ዝተፈላለዩ ሓሳባት፡ስትራተጂታትን ንዓኻ ንምምሃር እዩ።

ኣብ ዝስዕባ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ፡ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሓሰብካዮን ይከኣል'ዩ ትብሎ ዝነበርካን ንላዕሊ፡ኣብ ገዛእ ነብስኻን ኣብ ናይ መሸጣ ዓውዲ ሞያኻን ዝያዳ ኣድማዒ እናኾንካ ክትቅጽል ኢኻ።

እዛ መጽሓፍ ናይታ፡ The Psychology of Selling ዘርእስታ፡ ብደረጃ ዓለም ዓወት ዝረኸበት ኣስተምህሮይ፡ብ መጽሓፍ መልክዕ ዝተዳለወት እያ።እዛ መደብ ድሕሪ ምድላዋ፡ናብ ዓሰርተዉ ሽዱሽተ ቋንቋታት ተተርጒማን፡ኣብ ዕስራን ኣርባዕተን ሃገራት ከኣ ተገልግልን ኣላ።ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተራእያ እታ ኣዝያ ዝበለጸት ናይ መሸጣ ስልጠና መደብ'ያ።

You may also like