Skip to product information
ክንዮ‘ቲ ሓቂ
€19,99
"ሕብረተ-ሰብ፡ሓደ ካብ ምንጭታት ቀጻልነቱ፡ክብርታቱ እዩ።እዛ መጽሓፍ፡ንብዙሓት ክብርታት ብመልክዕ ፍጻመታት ዛንታ ሒዛ ቀሪባ ምህላዋ።ኣብ ምዕቃቦም ኣገዳስነታ ዕዙዝ እዩ።ደራሲት፡ንባህልን ክብርታትን ምስ ስነ-ፍልጠታዊ ሓቅታት ኣዛሚዳ ከተቕርቦ ምኽኣላ አድንቓ!"
ስዒድ ሳልሕ
ክንዮ‘ቲ ሓቂ ብ ፌቨን ዘርኡ ዝተጻሕፈት ብልጽቲ ልበወለድ!