Skip to product information
ዘዳግም
€20,00
ኣብ ዓለም ታሪኽ ጥራይ ኣይኮነን ዝውረስ ሓሳብን ተሞክሮን`ውን ይውረስ እዩ።ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ኦሪት ዘዳግም ሙሴ ኣብ ናይ ስንብታ ዕድሚኡ ንኢያሱ መሪሕነትን ኪዳን ጥበብን ኣረኪቡ ህዝቡ መሪሑ ናብ ከንኣን ከእትዎም ዝሃቦ፡ኣብዛ መጽሓፈይ ኣቶ ኣብርሃም ኣብ ዕራርቦ ዕድሚኦም ን ሽደን፡ብዝሃቦ ሓሳብን ተሞኩሮን ጥበብን ተጠቂሙ ዳግማዊ ኢያሱ ክኸውን ስለ ዝተመነኹ፡ኣነ ክኣ ንመጽሓፈይ ዘዳግም ሰምየያ ኣለኹ።
"ናብቲ ትደልዮ ንኸይትበጽሕ እቲ ዘይብልካ ጥራይ ኣይኮነን ዝኽልክለካ፡ነቲ ዘለካ ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ እንተዘይፈሊጥካ ግን . . . "
ካብ ደራሲ መጽሓፍ "ዘዳግም"
የማነ ይርጋኣለም