ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት

ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት

€19,99
Skip to product information
ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት

ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት

€19,99

ኣብዛ እትነብረላ ምድሪ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ፡ኣብ ዝሳዕረረሉ እዋን፡ህዝብና ብፍላይ ድማ መንእሰያትና ነዚ ኣተሓሳስባ እዚ እተወግድ መስሓል ዝኾነት መጽሓፍ ምርካቦም ኣዝዩ ዘሐጉስ'ዩ።ኩሎም ዕዉታት ሰባት ከማና ምዃኖም ንምፍላጥ፡ብብዙሕ ኣብነታት እትምህርን እተተባብዕን መጽሓፍ ኮይና፡ኣብ ገዛእ ርእስና ኣሚና ነቲ 'ዘይከኣል' ዝብል ቃል ካብ መዝገበ ቃላትና ሰሪዝና፡ንኹሉ ምስምሳት ገዲፍና መስተንክር ክንሰርሕን ክንዕወትን ስለ እትምህር፡ኣብ ከብሒ መጽሓፍትና ቦታ ረኺባ ወትሩ ክትንበብ ዘለዋ መጽሓፍ እያ።

You may also like