Skip to product information
ትብዓት ኣብ ሓደጋ ናይ ምንባር ጥበብ
€19,99
ተባዓት ተዘይኬንኩም፡
ሓቀኛታት ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡
ኣፍቀርቲ ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡
ተኣመንቲ ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡
ንክውንነት ክትሓቱ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡
ስለዚ ኩሉሳዕ ትብዓት እዩ መጀመርታ ዝመጽእ ድሒሩ ኩሉ ይስዕቦ
እናበልና ነስተማቕር ካብታ ኦሾ ዝኸተባ እሞ ኣማን ተወልደ ዝተርጎማ መጽሓፍ፡ ትብዓት ፦ ኣብ ሓደጋ ናይ ምንባር ጥበብ እትብል ኣብ snitbooks.com ስኒት ቤት መጽሓፍቲ እትረኽብዋ መጽሓፍ