ደልሚ

ደልሚ

€16,99
Skip to product information
ደልሚ

ደልሚ

€16,99

ብ መኮነን ጸሃየ፡

ስነ-ምግባር ናይ ነብስወከፍ ዜጋ ከም ድልድል መሳገሪ እዩ።መሐበሪ ኣንፈት ናብቲ ክትበጽሖ እትውጥኖ እዩ።ምኽንያቱ እኩባት ስነ ምግባራት እዮም ጎጆ ዝሃንጹ።ስለዚ ክኣ እያ መጽሓፍ ደልሚ ኣብ እምነት፡ጥበብ፡ፖለቲካ፡ማሕበራዊ ናብራ ኮታ ኣብ ኩሉ መዳያትና፡ስነ ምግባርን ምጽውዋርን ክህሉ ጸቒጣ እተደርሰት።ስነ ምግባር ናይ ሓልዮትን ፍቕርን ስራሕ እዩ።ንሓቅን ሓሶትን ፈልዩ ዘጉልሕ ሕልና እዩ።

You may also like