Skip to product information
ቀያሕ ዓዲ
€19,99
መጽሓፍ ቀያሕ ዓዲ ንጥንታዊ ታሪኽን ስልጣነን ሃገርና፡ቀዳሞት ኣቦታት ዘርኣይዎ መኸተ ንመግዛእትን ናጽነትን ንምምጻእ ብሓድነት ዝኸፈሎ ዋጋ እትድህስስ ኮይና፡ንተፎጥራዊ ጽባቐን ጸሃታትን ሃገርና እውን ብኸፊል እተርእይ መጽሓፍ እያ።እዛ መጽሓፍ ኣብ ክሊ ዕድመ 10 ክሳዕ 17 ንዝርከቡ ኣንበብቲ ተባሂላ ዝተዳለወት እያ።